New Eritrean Film 2020//Bfkri kteleni part 1 (ብፍቕሪ ቕተለኒ 1ይ ክፋል)

Publisert 8. okt.. 2020
nolong.info/show/et93q5CCg8pqgJs/video.html
nolong.info/show/driBh6KddsGPemw/video.html#EritreanMovie #EritreanFilm #EritreanMusic #EtitreanComedy #tigrinamusic #tigrinaComedy #ትግርኛኮሜዲ
This channel mainly focused on Entertainment Contents of Comedy,Video clips,Lyrics,tales and series Movies,
cultural contents in the form of discussions,Drama ,songs and video clips ,and historical contents in the form of tale and videos
Copy right : Eri One Touch Entertainment - any unauthorized use,copying or distribution is strickly prohibited.
© ነዚ ቪድዮ ካብዚ ኣውሪድካ( download) ጌርካ ምዝጋሕ ንስነ ጥበባዊ ኣዝዩ ጎዳኢ ስለ ዝኾነ download ካብ ምግናር ንቆጠብ
ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት
ኣብዚ ቻነል ኣቲኹም ሳብስክራይብ (subscribe) ብምግባር ደገፍ ንስነጥበባዊ ስርሓት ሃገርና ሃቡ።
#subscribe
#like
#share
#comment
nolong.info/show/et93q5CCg8pqgJs/video.html

Kommentarer

  • Kemey eya eza filmi kjmrado

  • Aim egziabiher bkento aytxewe eyu zbl kdus mexhaf so kale kdus mexhaf kea nsu malet eyu mo nkento aynelelo

  • ooo nay mexhafe kudus eba melagexi aytgberwo brukat abzi film melagexi aytgberwo

  • Eza film kidelya kindey gere meselkiom bejakom eba kemzi ayenit film Advertismint gebrelu ❤❤❤

  • Gex 49 😂

  • ናይ መፃሓፍ ቁድስ ከም ቀልዲ አይትጠቀምሉ መፃሓፍ ቁድስ ሂወት እዩ .....

  • Plz b Kal amlak aytxawetu

  • እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ቡዙሕ ግዜ አሊሽኩም

  • Bite masrti Eritrea embare 2lte sebe ab hantigeza hasote?

  • ስለምንታይ ብኮንቱ ቃል ኣምላክ"ን ስም ቅዱሳንን ዝለዓል ?መጀመርታ ኬቨን ዲካ ትበሃል ዘለካ ሞስሊም ዲካ ክርስትያን ኣይፈልጥካን ኣነ በዛ ብኣይ ፡ደሓር ድማ ፍርሃት እግዚኣብሄር ዶ የብልካን ሓደ ሰብ ንክልተ ጎይቶት ክግዝእ ኣይክእልን ኢዩ በቲ ዓለማዊ ኮንካ በቲ ድማ መንፍሳዊ ክትሕዉሰሉ ንfilm ክጥዕመልካ ክትብል እሞ ድማ ዘይለ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ነቲ ብቅዱስ መንፈስ መርዓ ገርካ ዝግበር ሓዳር sex ክትብል! ጠንቂ ኩሉ ድማ ደራሲ!!

  • ተባዕታይ ፊልም ኢያ ትመስል ግን ብ መጽሓፍ ቅዱስ ላግጺ የለን ካብኡ ወጺኢ እንተ ትገብሩ ምሓሸ።

  • qal amlak metsaweti aykonen baelu yekere ybelelna dea enber

  • ኣብ እስርቤታት(ማሓዩር) ኤርትራ'ስ እምብኣር ፍርናሽ ኣሎ'ዩ ክክክክክክክ ወይ ሽግር ፊልም ምልእቲ በዚኣ ፋሕ ኢላ ክክክክ

  • 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💋💋

  • ኣከዳድና ናይ ፖሊስ ወጃብ እዩ ዘሎ ።

  • 💯🤙👍

  • እዋይ ዝመተለሊ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ይዛረብ

  • WOW

  • MICKU TGATIMUWA ZELO WEDI KKKKKKKKKKKKKKKK AYTEDERERNAN KKKKKKK DEACON CVEN

  • WOW ELCA EYU SK DBHAL ///NICE TO SEE YOU AMACARI / CONSULAR CONCA ZELECA CAB FLIM TEALICA NERCA MORE THAN TWO ARS

  • Good job deki Erey halalat 💐🌹♥️🥰🇪🇷💐🥰

  • ብጣዕሚ የሕዝን ኣሕዋተይ እንታይ ኢና ንኮን ዘለና ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና

  • ✌🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷

  • ከይተሰአት ከላ

  • ዳኒ ወዲ መምህር ገለ በላ ነዛ ፊሊሚ

  • Good job guys👏👏👏👏👏

  • Ata gidefuna esike edris awate zibehal yelen😂

    • Entay koynu zeyelo ... euroup mes mexakum saket halewlew tblu 😏

  • Willkommen deki erey xbuk srah kexlwo ekum

  • ሰላም ደቂ ዓበይቲ ብሃንቀውታ ክጽበያ ዝጸናሕኩ ያ ግን ሓደ ነገር ኣሎ ደስ ዘይብለካ ወይ ንይምሰል ዝተሰርሐት ኮይና ትስመዓካ ምኽንያቱ እቲ ፖሊስ ካብ መጠን ንላዕሊ ጸግሩ ነዊሑ ኣሎ ምስቲ ሒዝዎ ዘሎ ገጸ ባህሪን ምስቲ ናይ ፖሊስ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኣገባብን ዘይመሳሰል ኮይኑ ዝከኣል እንተኮይኑ ምምሕያሽ እንተዝግበረሉ ብጣሚ ጽቡቕ ኔሩ ምስ ናይ ይቕረትኡ ደቂ ኤረይ ኣናብስ ቅጽልዎ።

  • 🤗🇪🇷👏

  • Nic🤩😍😋😍😍

  • Eway ezom awedate akfiena nekeseltena zeynegebro neger yelene ooooy nebsu mesilu zegaze like

  • ሄርሞን ብጣዕሚ ሓየት እንታይ ክገብሩ ኩሉም ቡሉጻት ተዋሳእቲ ተኣኪቦም ኢለ ተላገስኩስ ናትካ ጸኒሓ ሓጺራ ጣዕማ ሪኢካ ጊዘ ሃባ 2 ደቂቅ ዝገበርኩ ከማን ዘይመሰለኒ። ኩሉኩም ተዋሳእቲ ድማ ❤❤❤

  • ኣሕዋት ወዲ ይኹን ጋል ቅድሚ መርዓ ሴክስ ክገብሩ ከምዘይ ብሎም ሕብረተሰብና ትራይ ዘይኾነስ መጽሓፍ ቅዱስ ወይ ቃል ኣምላክ እው ኣይፈቅድን እዩ እዚ ማለት ቅድሚ መርዓ ሴክስ ምግባር ዝሙት ስለ ዝኮነ ብዝተረፈ ጽቡቅ film ኣምላክ ይባርኩም ❤

  • nolong.info/show/Y7uFmIWndsmIjp8/video.html

  • በጃኩም ቃል ኣምላክ ንመላገጽን መጋየጽን ኣይኮነን ስለዚ በጃኩም ከይንቅዘፍ ቃላት ኣይሳኣንኩምን ካብ ቃል ኣምላክ ወጻኢኢ ።ቃል ኣምላክ ኣብ ማንም ኣይተልዕል እዩ ዝብለና ቁዱስ ቃሉ ከይቀዝፈና ሕድርኩም ደረስትን ተዋሳእትን ቃል ኣምላክ ንጠንቀቅን ነክብሮን እንበር ብዙሕ ኣይንዛረብ በጃኩም

  • ezi polis hasot eyu nay hagerna polis kemzi ጨጋር ኣይፍቀድን ኢዩ ኣውጽዎ

  • Good job keep it up

  • ናይ በሓቂ እዩ ዘሕዝን እግዚአብሔር ኣምላኽ ናብ ሉቡኩም ይምለሱኩም እዚ ቃል እግዚአብሔር መጻወቲ ጌሩኩሞ ናይ በሓቂ እዚ ፊልም እዚ ማለት እዩ ሰባት ክትምህር ዘይ ኮንት ሰባት ከተጥፍእ እያ እንታይ እስከ እዚ ናይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ቃል ናብ ቤተክርስቲያን ኬዱኩም ሊቃውንት ሓተቱ እሺ ዶ እንተ ዘይ ኮነ ቃል ኣምላኽ ኣይ ተባላሹዉ ብምቅጻል ኣብ ያእቆብ 4 7፤ እምብኣርስሲ ንኣምላኽ ተገዝእዎ። ንድያብሎስ ግና ተጻረርዎ እሞ፡ ንሱ ካባኻትኩም ኪሀድም እዩ። እዚ ቃል ኣምላኽ ካብ ንዲያብሎስ ተገለጉሉ ን እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣመሱጉኑ እሺ የሕዋትይይ ማለት ቃል ኣምላኽ ከም እሳት እዩ ዘቃጽል ኣብ ዛ ምድሪ እንተ ዘይ ሰረሐ ኣብ ሰማይ ግን ኣሎ ባዑሉ ኣሎ እግዚአብሔር ቃል ኣምላኽ ኣይ ትጸዩቁ

  • Nskum tmeslu tewasetisi beqa mexhaf qudus melagexi gerkmo

  • ብሉጽ ስራሕ ደቂ ኤረይ

  • ምናልባት ኪትምህር ሓሲብካ ትከዊን ግን ቃል ኣምላክ ንመድሕን ሂወት ደኣ አንበር ንዝሙት ኣይኮነን ደቂ ተባዕትዮ ዝጥቀምሉ ምድንጋራት ውሒዱስ ቃል ኣምላክ ኣይግን ክቡር ሓው

  • ብጣዕሚ ጹቡቅ ስራሕ ግን ትርጉም መጽሓፍ ቁዱስ ዝዘንጋዕናዮ ንመስል ስለዚ ጥንቃቀ ከድሌኩም ዩ።

  • Nice movie

  • police tsguri aynewehen eu

  • ጽንሕ ኢልናስ ገለ ክንሰምዕ ኢና፥ምስ ዓንቀር'ሲ ድንግልና ከኣ የፍርሱ ካልእ ብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣይትጻወቱ

  • Deki halali meriyeti taadu deki ereyi kolo zetibikolomi deki ereyi shkurinatati deki ereyi 👍🇪🇷🇪🇷❤🐫🇪🇷❤🐫🇪🇷💜🇪🇷💜🇪🇷💜🐫🇪🇷❤🐫🇪🇷❤🇪🇷❤🐫🐫❤🇪🇷❤🐫🇪🇷💜🇪🇷💜🇪🇷💜❤💜❤💜🇪🇷🇪🇷💜🇪🇷❤🇪🇷🌹🐫🇪🇷❤🐫🇪🇷🐫❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • Merehaba deki ereyi bitaami tsibuki sirahi ajokumi ketsiliwo aidimeni tsianani yohabikumi shkurinatati deki ereyi jeganu deki 👍🇪🇷❤🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫💜🇪🇷💜🇪🇷💜❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🐫🇪🇷🐫💜🇪🇷🇪🇷💜🇪🇷💜❤🇪🇷🌹🌹🌹🌹❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷💜🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🐫❤🐫❤🐫💜🐫💜

  • Www ማራ ከፍ ኣለኩም ቀጽልዎ

  • Ab genet sex yelen bro seb xbuq gerkum meharu yehwat edmen tenann yhabkum

  • Sorry yehwat bzaeba eta Sex hatyat eyu zbelkaya aqdimu sex neru zbelkayo gega srahkum xbuq alo qexlwo gen ms ftari aytebesuna mknyatu nskum deresti nhna semaet sle zkona gega zeleni aymeslenn arma ab mexey kbur derasi nay za film

  • ቤላ ግን ስነ~ኣምራዊ ፍርሒ ተሰሚዒን ከመይ እያ ክትከውን ዳኣ ዛጉዳይ ቀፂሉ እስኪ በሉ

  • ህግደፍ ኣዴታትና ተጋሲሶም፡ጀጋኑ ኣሕዋትና ከኣ መመሪጾም ሓለፍቲ ኣባሳጭዮመን ሕጂ እውን ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ንደቂ ትግርኛ ጥራይ ብግፋን ዕፈናን የንከላብትወን እተን ሞስሊም ግን ክሳብ ሕጂ ዝተገፈፈትን ዝተዓመጸትን ኣይረኣናን ክቡር ባህልና ኣጽኒትኩሞ ህግደፍ፡፡ሎሚ ድንግልና ኣብ 7 ዓመተን ከምዘጥፍኣ ጌርኩመን፡፡

  • Welcome deki erey.

  • ሰላም ብሩኻት ኣሕዋት መንፈሳዊ ምኽሪ ካልኦትን ምስ ንደሊ ኣብዚ ሊንክ ኣቲና ንከቲተል። nolong.info/show/irF2rqODiKOXrac/video.html nolong.info/show/qNNnqqqtZNiHm2g/video.html

  • Nski dngl aleki ilwa beka wa ata bejakum, Eway 😂 gele knsemie Ina trah

  • ሓጺራ ቁሩብ ኣብ መጻኢ ኣንውሕ ኣብልዋ ጽቡቅ ጀሚራ ይቀጽሎ 😘🇪🇷😘

  • 🇪🇷❤✌

  • Bnay qale xeweta yelen

  • እዛ ጻዓዱ ጻዓዱ ጽዓዱ ትብል በጃኩም ባሃሊ የብሎም ፍቅሪ የብሎም ሃይማኖት የብሎም ስቅ ኢልኩም ዘይትፈልጥወ ኣብ ቲቭ ርኢኩም ጻዓድ እኮ ማዕቢሎም ዶ ገለዶ እንዳበልኩም ነቲ ኩቡር ባሃልና ኣይትዘልፍወ ኣይተናኣእስወ ሰለዚ እቶም ጻዕዱ እቶም ንፈልጦም ምሳና ዘለው ኢዮም ስለዚ ንብሃልና ዘይክበር ፊልሚ ኣብ ኣይትስደዱልና ዳሓር ካኣ እንታይ ዝገበር ኢዩ ኣብቲ ቤት ፍርዲ ሓመድ እድሪስ ዶ ገለ ኢሎም ዘምጽወ እንታይ ዝገበር ኢዩ።

    • Hamed beliom eba gah ybelu entay gebaray eu wetati gemel

  • Mexhaf qdus aytzanatlu gdefu

  • ግጥምታት አብርሃም አፎርቂ ምጥቃምኩም ጥራይ ክከታተላ ወሲነ

  • Bejakum bhaymanot aytxawetu derasi nayzia ykreta kehatela alewo mexhaf kdus mexaweti aykonen n mezemewi tksi alelka memeni aykonen bejakum

  • Well came deki er

  • ኣብቲ እተን አዊልድ ክስዕስዐ እንከለዋ ብዙሕ ግዜ ሂብክሞ""It is very unnecessary” make it a good story” so I can follow you.

  • ኣብራሃመይ ከምዚ ትማሊ ዩ ዓርፍና 07.10.2020 rip ma hero like እስከ ብስም ኣቢተይ

  • ኣብ ካናዳ ,,Calgary ትበሃል ከተማ ናይ ጥልመት ፍቅሪ ኣጋኒፍዋ ኣሎ ብዙሕ ጨንፈራት ክንከፍተላ ንሓስብ ኣለና ድዩ ዝበል ሓቀይ

  • ክክክ

  • ant wedi shermuta eza nay emnet gedfe

  • ሰላም ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን ብምቅጻል ይቅሬታ ብመጀመርታ ደራሲ ናይዛ ፊልም ንስርሓታትካ ከናኣእስ ደልየ ኣይኮንኩን ግና ብቃል ኣምላኽ ጸወታ የለን ዘይኮነ መልእክቲ ድማ ኣይትሕልፉ ምክንያቱ ኣብ ገነት ሓጥያት ኣይነብረን የለን ውን ስለዚ ሓጥያት ካብ ዝገብረሉ ኣዳምን ሄዋንን እዮም ካብታ ናይ ንጽሕና ዝኮነት ገነት ተሰጊጎም ስለዚ ሓጥያት ነይሩ እንተ ኮይኑ ከመይ ደኣ ነብይ ቅዱስ ኢሰያስ ኣብ መንጎኽሙን መንጎ ኣምላክን ኮይኑ ዝጋርደኩም ዘሎ ሓጥያትኩም እዩ ዝበለ ሰለዚ ካብ ኣምላክ ሕጥያት ዝፈልየና ካብ ኮነ ንኣዳም ድማ ስሚዕታቱ ክገዝእዎ ዝጀመርሉ ድማ ድሕሪ እቲ ስሚዕታትካ ይግዝእኳ ዝብል መርገም እዩ ስጋዊ ርክብ ድማ ኣብ ገነት ኣይነብረን ዘይኮነ ኣይተሕልፉ ድንግልና ድማ መግለጺ ንጽሕና እምበት ኣታሓሳስባ ድሑራት ኣይኮነን ትምህሩ እንተኮይንኩም ቅኑዕ ትምህርቲ ኣሕልፉ እተዘኮነ እግዚኣብሄር ከይቀዝፈና ንጠንቐቕ በጃኻትኩም ይቅሬታ ካባኻትኩም ፈሊጠ ኣይኮንኩን ግና እትብልዎ ጽቡቅ ኮይኑ ስለ ዝይተሰምዐኒ እየ ጺሒፈ ይቅሬታ ብድጋመ

    • @ቀንዴል ሓርነት ጽቡቅ ኣለኻ ፍቁር ሓወይ ግና ነቲ መልእክቲ ብጥሪኡ ስለ ዘምጽዎ እየ ተዛሪበ ካልእ ከኣ እቲ ከም ኣማኻሪ ኮይኑ ዝዋሳእ ዘሎ ነቲ ብገጋ ዘስድዓ ዘሎ ብርግጽ ዝሙት ሓጥያት ምኳኑ ነጊርዋ ኣሎ እንተኮነ ግና ነቲ እቲ ሓደ ገጋ መንገዲ ሒዝዎ ዘሎ መንነት ድንግልና እንተ ተረፍርስ መግለጺ ኣብ ኣምላክ ዘለና ክብርን ንጽህናናን ዘመልክት ምኳኑ ከማክራ እየ ተጸብየ ነይረ ግና ይቅሬታ ተሃዊኸ ውን ይከውን እየ ግን ነታ ስርሓት ከናኣእሳ ከም ዘይደለኩ ክፈልጠለይ ይደሊ ድራሲ ናይዛ ፊልም ብዝኮነ ኣነ እኳ እንታይ ይፈልጥ ኮይነ ግና ኣብዚ እዋን ድንግልና ናይ ድሑራት ኣታሓሳስባ ኮይኑ ካብ ባህልናን ሃይማኖትናን ዘውጸና ዘሎ ምስጢር ተኽሊል ከይንፍጽም ዝክልክለና ዘሎ እዚ እዩ እቲ ፈጣሪ ነዓና ኣብ ዕለተ መርዓና ዝህበና ጸጋ ከይንካፈል ዝዕንቕጸና ዘሎ እዚ እዩ ስለዚ ድንግልና ንክርስትያን ብጣዕሚ ኣገዳስን ብፈጣሪ መጎስ ንረክበሉን እዩ ይቅሬታ ግና ስለ ዝፈልጥ ኣይኮንኩን ዝጽሕፍ ዘለኩ ኩሉ ዝጽሕፍ ይፈልጥ ማለት ኣይኮንን ግና ቅሩብተይ ቂር ስለ ዝበለትኒ እየ ጺሒፈ ብድጋም ይቅሬታ ተሃዊከ ይዛረብ ይህሉ እየ ግና ክሳብ ኩላትና ንዓብየሉን ፍልጠት ንቀስመሉ ስለ ዝኮነ ጸገም የብሉን የቀንየለይ ከኣ ተገዲስካ ዝመለስካለይ ፍቁር ሓወይ ቀንዴል ሓርነት ብርክ መዓልቲ ይግበረልና ፈጣሪ

    • ኣንታ ብሩከይ ዓቢ ትምህርቲ እዪ ኣይትሃወኽ ክንደይ ኣለው ብ ቃል ኣምላኽ ኣምሲሎም ጥንቁል ኣቢሎም ዘታልሉ ስለዚ ኩሉ ኣማኒ ቃል ኣምላኽ ክፈልጥ ከም ዘለዎምን ትጉስጉስ ኣባህላ እዪ

  • Wayyy hatyat " letemeneye adyo " ashiqatni kkkkk

  • Ewe nay Abrhimo nzelealem kab aemrona zeyhasis mhro gediflna halifu blbey eye amesgn eye zeblekum.

  • nolong.info/show/pNegg4mIg62Fm2Q/video.html FILM BNUSEY nolong.info/show/pNegg4mIg62Fm2Q/video.html

  • Kkkkkkkk ለተሜኔ ለተቀዴ ኣታ ግደፍ እባ ዝደለኻዮ ክትረክ ክትብል ግእዝ ኣይተባላሹ ኣጀኩም በሉ ንፉዓት ማቴዎስ 7 (Matthew) 3፤ ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ጕንዲ ዘይፈለጥካስ፡ ንምንታይከ ኣብ ዓይኒ ሓውካ፡ ዘሎ በሰር እትርኢ፧

    • Wela ane sehaq moyte eway letemeneye zkone gze sorry lomi yreya sle zeleku eye

  • Ja pls yehiwatey eza film betami xebkti eya geziye wesikuley 27 dekik wehidatni ala oke ❤

  • Xebuki film dki Eri 🇪🇷🇪🇷

  • ቀዳማይ ነገር እቲ ቃል ኣምላክ መጻወቲ ኣይኮነን ካልኣይ ነቲ sex ሲ ዓስርተ ግዘ ደጋጊሞም ይዛረቡ ንምንታይ ዲዩ ጸወታዊ ርክብ ወይ ስጋዊ ርክብ ዝባሃል ብዝተረፍ ጽቡቅ ኣጆኩም በርትዑ ኣብ ጎድንኩም ኣለና ቅሩብ ካኣ ግዘ ሓጺራ

  • Welcome

  • Eway betria sex wesib du tejemiru hatyat deytblu ata taremula

  • Hasawi eka mexehafe kudus ayetelagex eka Mattias 7/49 yelen tetenkek eka hawey

  • Adey maryam do bnfas tenise ila eya adeb ngberelu zerebana kalay kea ezi nay haymanot abzeykewn aytetwuwo

  • Kef alewa eza fkri kexluwa

  • ajekum

  • mesafenti eko zelekaya yelen azika eika nefua xebekti film

  • Atum reshat ekum nay emnet hawawuskuma tmhru zbelekum meslikum enber emnetna ekum tenashwuwo zelekum zeyele ab emnet yetkum tzareb Alekum kab hji tetenqequ ykonen gn keythasmekum dhar.

  • ሙቅራተይ እንኾዕ ብሰላም መጳእኩም

  • Waww des zbl film

  • wey gud ms mknshab?halewlow

  • ሰላም ደራሲ ናይዛ ፊልም ብቃል ኣምላኽ ጸወታ የለን ፡ቃል ኣምላኽ ንድሕነት እምበር ንsex መስበኪ ኣይኮነን በጃኩም ኣበይን እንታይን ትጥቀሙ ፍለጡ ከይትቕዘፉ

  • ክጽሕፍዶ ሪኢቶይ ሓሳውስ ተደየእመነ የጥራጥር ይብሉ ብዙሓት ለመጭ ዝኮነ ዘረባ ሒዞም ብጥበራ መልሓስ ዝጋግዩ ከምዚ ናይዚ ወዲ'ዚ ሒደት ዘይኮኑ ሓያሎ ኢዮም መሳኺን ደቂ ገርህልባ ድማ ኣብዛ ሓሳር ይኣትዋ እዚ መበልየይ ብዛዕባ ድንግልና ክዛረብ ስለዝደለኩ ኢየ ድንግልና ብባህልና ጥራይ ዘይኮነ ነውሪ ሲ ብሃይማኖት ክርስትና ኢዩ ዝጅምር ሓድሽ ኪዳን ኣይኮነን ብሉይ ኪዳን እውን ብድንግልና ምጽናዕ ዓቢ ቅድስና፡ዓቢ ክብርን ኢዩ ንምጻእ ኣብ ሓድጽ ኪዳን ሕልፍ ብዝበለ ኣመናኮ ደኣ ጸኒዑ እቲ ሕጊ !!! ናይ ምዕራባዊ ናይ ኣህዛብ ባህሊ እናጠቀስና ነዚ ሓሳር ዝመሎኦ ባህሊ ብድንግልና ምጽናሕ ከም ድንቁርናን፡ ሓሳርን ወዘተረፈ ዝሓስብዎ ነውሪ ካልእ እዛ ናይ ወንጌል ማቴዎስ 7፥7 ነቲ ቅዱሲ ብርኩስ ምትርጎም ነውሪ ዝለመነ ይረክብ ምባሉ እትልምኖ ቅዱስ ነገር ኣምላክ ዘፈትዎን ዘፍቅዶን ንምባል ደኣምበሪ ከከም ዝጥመካ ምትርጎም ኣይግብርን እንተቲ ምዝንጋዕኩም ጽቡቅ ብዛዕባ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣውጺኩም ዘይትርጉም ምሃብግን ዓገብ ኣብ ጽብቅ የራክበን ሳንሱር ብዛዕባ እምነት፡ ብዛዕባ ሕብረተሰብን ባህልን ዝተናኪ ኮነ ሃገር ኣስተውዕል ኣብሉኡ ኢኩም !!!

    • @ኅመረ ኖኅ!!! ,ኅመረ ኖኅ !!! ብሩከይ ሪኢቶካ እኮ የክብሮ እየ ' ጽቡቅ ውን ኢልካ ግን ፊልም ኩሉ ግዜ ኣብ ሕብረተሰብ ዘጋጥም ስለ ዝስራሕ ገለ ሰባት ፍርሓት እዝጊሀር ዘይብሎም ኣለው ን ቃል ኣምላክ ብድሌቶም ተርጉሞም ንሰባት ኣታሊሎም ዝጠልሙ ስለዚ እዚ ወዲ ነታ ጓል ጥንቁል ኣቢሉ ምዕራፍ ከምዚ ዝብል መጽሓፍ ዝበላ መታን ስጋዊ ርክብ ክፍጽም እዪ ዘታልላ ዘሎ ` ስለዚ መምሃሪ እዪ እቲ ህዝቢ ክኣ መጽሓፍ ቅዱስ ከንብብ ሃይማኖቱ ክፈልጥ ትገብር ዓባይ ትምህርቲ እዪ ብሃላይ እየ ሪኢቶካ ግን ጽቡቅ ቀጽሎ ከምዚ ምጽሓፍ ጌጋ ክንሪኢ ከለና ክንእርም ኣለና

    • አቀንየለይ ምጭው!!! እርደኣኒ ነገራት መጀመርያ ክህልዎም ኮሎ መወዳእታከኣ ክህልዎም ግድን እንድዩ እዚ ፊልሚ ደኣንበሪ ሓቃዊ ወይውን ህልው ኩነት ከምዘይኮነ ክልቴና ተረዲእና ኣሎ ነገርግን ፊልሚ ከምካኑ መጠን እቲ ኣብ ባይታ ዝገብሮን ዝሰርሖን ኢዮም ክምህሩ ወጽዮም ዘለዉ ከምዚ ክሳዕ ዝኮኑ ኣነ ዝብል ዘለኩ ከኣ እዚሲ ሓቂ ኢዩ ኣብ ባይታ ዘጋጥም ኢዩ ክንደይ ኣለዉን ወይውን ኣለዋን ብልሳኖም መጋገይቲ ወዲ ተባዕታይ ተደኣ ኮይኑ ነታ ሄዋን ክብራ ቀንጢጡ ዝደልዮ ምስረከበ ነዴኪ ማይ ውረድላ ዝብል )( ከሙኡውን ኣለዋ ደቂ ኣንስትዮ እቲ ዝደልየኦ ምሰማላኣለን ድሽንድሐኦ እሞ እዚሲ ሓቂ ኢዩ ኢየ ዘልኩ ሕጅከኣ ነየናየሞ ዓቅሊ ክሽምተሉን ክዕድገሉን ከሙኡ እንተዝከውን ኔሩ ክሳዕ መፈጸምታ ሪኢካ ክትፈርድ ጽቡቅ እንድዩ እዚ ግና ኣብ ክዉን ምስትሽምግል ደኣ እንበሪ ኣብ ፊልሚ ኮነ ምስላዊ ኮኔዲ ኣብ ቦታ ኮመንቲ ናትካ ሪኢቶን ሓሳብን ክተቀምጥ ኢሎም ኢዮም ቦታ ኮመንቲ ገዲጎምልና ወድሓንካ ምጭው !!!

    • ኣንታ ብሩከይ ትዕግስቲ ዘይትሽምት ግን እዛ ፊልም ትጅምር ኣላ ስለዚ እንታይ ክምህሩ ስለ ዝደለዪ ከሙኡ ይብሉ ኣለው ክትብል ኣለካ ብሩከይ ይቅሬታ ግን

  • 🇪🇷❤✌

  • nolong.info/show/Y7uFmIWndsmIjp8/video.html

  • ብ መጀመርታ ኣብ ዘይትፍልጥዎ ነገር ኣይትእተዉ።ብዛዕባ ደንግል ማርያም ባዕላ ድያ ድንግል የ ኢላ ወላስ ካልእ መጽናዕቲ ምወስድኩም፡እዚ ብዘይ መጽናዕቲ ዝግበር ፊልምታትኩም ስጋብ ክንደይ ንዕቅት ኣብ ትካታትልኩክም ክም ዘለኩም ዘርእይ እዩ።

    • Yes 💖✝️💖💒💒

    • ንስካ ኢካ ጌጋ ጌርካ ንቀፌታ መኣረምታ ኢዩ ትፈልጦ ተሊካ ኣርሞም እንበር ኣይትጽረፎም

  • Welcome deki eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤👍

  • Belu eske bruk mjimar ygbero enber ktletsi aygidinin ajekum kea bertieu ente nay xeadu si neana htetuna natna enber teum deki erey mearey

  • welkam deki eri

  • Well come xbuq mejemar deqi erey

  • Btami xbuk srah Camara man nay lomi fuluy eyu ab eritrea kemzi xuruy Camara aytrayen. Ajoka ketslo Editor kae btami xbuk srah.

    • Phall ወይ filimon ይበሃል camera man ተዋሳኣይ ዩ ዉን በዓቢኡ ድማ ዋና ማህደርና ኢንተርይንመንት ዩ ብጽቡቅ ካብ ዝስእሉ ሓደዩ ብዙኮነ የቀንየልና kibo.

  • Eza filmi kxbeya xenihe