Nati TV - Abey Nerki {ኣበይ ኔርኪ} - New Eritrean Movie Series 2021 - Part 13

Publisert 16. feb.. 2021
Nati TV Movies - a media of New Eritrean Video Music | Drama | Film | Movie | Comedy | Interview | Documentary | Sport 2021. Abey Nerki {ኣበይ ኔርኪ} Part 13
#AbeyNerki #EritreanMovie #TigrignaFilm

Kommentarer

  • Nice film yehwat

  • እንዳደንጎኩም ዳሕራይ ኮሜዲድያ movie ማራ ሓጻር።

  • welcome deki eri🌿🙏🌹🇪🇷🌿🙏🌹🇪🇷🌿🙏🌹🇪🇷🌿🙏🌹🇪🇷

  • አበይ ኔርኪ..... [***] ሙሉ ፊልም በግጥም ቑዋንቁዋ ይስሙ!

  • አበይ ኔርኪ..... [***] ሙሉ ፊልም በግጥም ቑዋንቁዋ ይስሙ!

  • Injera with forks, what a confused 50 years old teenager.

    • Sigintir zibehal nay gele gele deki anistyo abi abinet eyu bravo Rahela shikor 💐

  • አበይ ኔርኪ..... [***] ሙሉ ፊልም በግጥም ቑዋንቁዋ ይስሙ!

  • Welcome 🔙 deqi eerey🇪🇷miss

  • አበይ ኔርኪ..... [***] ሙሉ ፊልም በግጥም ቑዋንቁዋ ይስሙ!

    • Welcome back guys selam leyti eto zey deqesna kea 🙏🙏🙏

  • Welcome back guys selam leyti eto zey deqesna kea 🙏🙏🙏

  • ኬፍ ዘለዋ ፊልሚ

    • @bssni touir nska dika derskay zarkey ayhzan eyu nmerii kkkkk

    • senay sebay nmeriii teray haza 🤣🤣🤣

  • ውይ ሄዴክ ዝኮነት መርዓት 😄

  • ሕዝስ እንሕና ኢና ኣበይ ኔርኩም ክንብለኩም ኣይትጥፍኡና ባ እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ሓላለተይ💖💖

  • Well come back

    • Meron Yfetwa eye gin Slemtay eya melhasa Thaxaxfo malet Tigrnana si nay geza reasu Tsefuf qanqa eu mo haderaki meron haftey

  • Keshat jigna

  • እቲ ሓቂ ተትነግሮ ይሓይሽ ይብል ናብ ካልእ ዓብይ ሽግር ከይበጽሑ

  • ሜሪ ስዲ እንታይ ድኣ እዛ ሽሮ ፈሪሕክያ ጸጊበ ሽሮ ዝናፈቀ ከይረገጸ 👍ከይሓልፍ

    • Injera with forks wtf please ayteblswo eti sebok bhalina

  • ኣይትሕጽርዋ በጃኹም ሓባይብ

  • Dasa like letegebera edekama teseber deka regeneta🙃🙃🙃🙃🙃🙃

  • Sigintir zibehal nay gele gele deki anistyo abi abinet eyu bravo Rahela shikor 💐

  • ኣበይ ኔርኪ

  • Eway hji Hadar tebtina

  • Welcome back guys selam leyti eto zey deqesna kea 🙏🙏🙏

  • Gut gelaufen 🤣

  • senay sebay nmeriii teray haza 🤣🤣🤣

  • Wow! My heart is beating soooo much guys brilliant at the edge of my seat can't wait till nxt episode 💖🇪🇷💖🇪🇷💖🇪🇷💖🇪🇷💖🇪🇷

  • Tedi shekor😍

    • Oh batu kishyfo keleku mara eyu kef zhbeni actually well come back all.

  • Meron Yfetwa eye gin Slemtay eya melhasa Thaxaxfo malet Tigrnana si nay geza reasu Tsefuf qanqa eu mo haderaki meron haftey

  • Welkom dekiy Eritrea 🇪🇷

  • Haxera bejakum wesekula ??

  • Injera with forks wtf please ayteblswo eti sebok bhalina

  • Eway anta entay da kindey tinguyu ekum emo ka 24 deliki tray

  • Deki eri shkokur kexlwo

  • ❤❤❤❤❤🌺🌺🌺🌺🌺

  • eway xegeme hana terkbo behaki ezia keberi kal kudane terdaka kab hadarka serika tegebro kemzi eika techenke

  • Slame

  • ❤❤❤

  • Thank.s

  • ውይ ሄዴክ ዝኮነት መርዓት 😄

  • ገሊላን ሰበይቲ ሰናይን የሕዋት እየን ይግምት

  • Oh batu kishyfo keleku mara eyu kef zhbeni actually well come back all.

  • አረ ዙ ማይክ ድብልዎ ክሽኩር ኣደይ ማረይ

  • Love you deki eri ❤️❤️❤️

    • 💜💜💜💜🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • Anka bselam mexakum shakorinatat ajokum kexlwo deki eri

  • ጸውታ እንታይ ዩ እዚ ሓጺሩ ኮሞይዲ ዱ ፊሊም

  • ደቂ ኤረይ መዓረይ እንቃዕ ብድሓን መጻኹም። ብሃንቀውታ ኢየ ክጽብርያ ቀንየ። ብፍላይ ናይ ሰናይ ዓቅልን ናይ ሃና ሓዳራ ከይ ብተን እና ፈራሕኩ ኢየ ክርኢያ ጸኒሐ ግን ሓጺራ ከኣ፡ ቅሩብ እባ ኣንውሕ ኣብልዋ ሶሪ ዝክኣል እንተ ኮይኑ ማለት ኢዩ ። ብዝኾነ ኣኣብ ዘለናዮ ኣምላኽ ይሓልወና ። ንስኹም ከኣ ከምዚኣ ገርኩም ኣዛናግዑና፡ ንዓኹም ከኣ ኣምላኽ ይባርኩም ደቂ ኤረይ መዓረይ ጽቡቃት ዘርኢ።

  • 🙏🏼❤️🙏🏼❤️🌺🌺

  • Abay nirki Bitfuel Film ,💙🎆🇪🇷

  • እንቃ ብሰላም መጻኩም ኣይ ትደንጉይና

  • ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • Wewwwwww

  • ነዛ Comments ተንብባ ዘለኻ/ኺ ኣብ ዝሃለኩሞ ሃለኩም ኣምላኽ ዘይሬኹሞ ይፍጠረልኹም:So ኣኣኣብ ዘለኹሞ ሰላም ሰላም ሰላም ወገናተይ❤️🙏🏻

  • እዋይይ ሰናይሲ ተዋስኦ ኮይኑበር ገለ ዝኾና ኣንስቲ ኢየኖን ድበጽሓኻ ንግ ብጣዕሚ ንፉዓት ተዋሳእቲ ኩላትኩም ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀኩም

  • WEL COME

  • ዋውው አንቛዕ ብደሓን መጻእኩም ደቂ ኤረይ ሓላላት መሪየ ሽኮር እንታይ ደኣ ከንፈርኪ ዝተሃረምኪ ትመስሊ ደሓን ዲኺ

  • ከምዚኣ ሰበይቲ መርገም ኢዩ።

  • 💜💜💜💜🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • Welcome 🔙 deqi eerey🇪🇷miss

  • Welcome 🔙 deqi eerey🇪🇷miss

  • Azia haxira gn xbqti movie eya

  • Welcome shikorrnattt deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺🌺

  • merhaba deki erey enkoe bselam mexakum edimen teanan yhabkum fetari !!

  • ሰናይ ኣንስቲ ዘይኮናልካ.ናይ ማጨሎ ከይኣኽለካስ እዚኣ ከኣ ዝገደደት ከምገለ ዓይነት.ዘለካ ትዕግስቲ ግን ፈለግ ኢዩ 'ሞ ምጣዕሚ ሚሂርካና።

  • Nice movie

  • Men dealu kenfera yehibitwa ab mereat 7 minutes n meron...😂😂😂😂😂

  • Gelile bfkri meyta

  • Deki erey habayibena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏

  • Merhaba deki Eri

  • 🌹🌹🌹👍👍👍❤

  • Welcome deki ereyyyy🥰🥰🥰

  • tsbuk neru dmts gna zero

  • Entay gin haxira 30 giberwa wa

  • Welcome

  • Wawww

  • ሕዝስ እንሕና ኢና ኣበይ ኔርኩም ክንብለኩም ኣይትጥፍኡና ባ እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ሓላለተይ💖💖

  • Kkkk eway senay bi Elsa & bezia libka habitu

  • Dahaxeretna ember temti film niera

  • 🇪🇷✌❤

  • ዴዲ ጅግና ግደፋ ኣቡኣ ይመርዓዋ ዘይትኸውን ጋል ኣንጊሃ እንድሕር ከይዳ ሰራውር ደምካ ኣብ ንብሩ ዩ ዝሕደስ ደሓር ከኣ እዘን ርጉማት ኣንስቲ ኮ ንሓደ ሕያዋይ ወዲ ኢየን ዝገጥመኦ ብኣንጻሩ ድማ እተን ንፉዓት ኣዋልድ ሓደ ዘይረብሕ ወዲ ይገጥመን ዓለም ሸናኹሮስ ያ ቀኒዓ ኣይትኸድን ንያ ኣብ ዓለም እቲ ዝኸፈአ ግናይ ሰበይቲ ምውናን የ ሕክምና ዘይብሉ !!!!

  • አነስ ሰናይ ስለዝፈትዎ እዬ ዘከታተሎ ዘለኩ

  • Well come back good work

  • ኣሰይ ደስ ብሃልቲ እንቃእ ብሰላም መጻኩሙ የህዋት

  • እዛ ንሰናይ ሰበይቱስ፣ ንሰበይተይ ዝነበራ ገጸ ባሕሪ ኣዘኻኪራትኒ። ንዝተውሰነ ግዜ፣ ሸለል ክብላ አኳ ተገዲደ እንተ-ነበርኩ፣ ይዂን እምበር፣ ካብ ቚጽጽረይ ንላዕሊ ክተከይድ ምስ ጀመረት ብዝግባእ ከረድኣን መንገዲ የመን ከመልሳ ጽዒረ። ክትፍወስ ግን ኣይክኣለትን። ኣልበረት ኣነሽታይን ከምዝበሎ፣ "Two things are infinite: the universe and human stupidity; and I'm not sure about the universe." ናይ ወዲ ሰብ ዕሽነት መወዳእታ ምስ ስኣንኲሉ ብዘይክብሪ ካብ ገዛይ ሰጒገያ። ድሕሪ ግዜ ናብራ ስደት ገጽ ገጻ ምስ ለፍደዳ ግን፣ ንኽትምለሲ ክንደይ ለሚናትኒ፣ ካብ ይቕረ ዝዓቢ ነገር የለን ቢለ ውን ተመሊሰያ። ካብኡ ንድሓር ገጸይ ደፊራ ክትጥምተኒ እኳ ዓቕሚ ስኢና፣ ኣነ ግን ክትድሃል ዘይከነ ክተኽብረኒ ከኽብራ ምዃነይ ምስ ኣአመርክዋ ሎሚ ግርም ዝኸነ ናብራ ንነብር ኣለና።

    • Ane nsebeyti senay Ayxelaekuwan mknyatu fkri U Ezi kulu zgebra delo

    • ትዝበለፀ ካብ ጌጋካ ምምሃር እዩ እንካዕ ናብ ልባ ተመለሰት እንካዕ ተኣካከብኩም 🙏💖💖

  • ሓቂ ኩልግዘ ሓቂ እዩ ካብ መስመራ ወይከ ፈንከት አይትብልን እያ

  • እንዳደንጎኩም ዳሕራይ ኮሜዲድያ movie ማራ ሓጻር።

  • seam dear Erey😍 teketatelti abey nerki

  • ኣበይ ኔርኪ ጽብቅቲ ፊልሚ እያ (ብፍላይ ቴዲ ዓቃል ኣደንጊጽኒ) ትሓጽረና ኣላ ትብሉ ብላይክ ንሓብሮም።

  • አመሰግናለው!!

  • አበይ ኔርኪ..... [***] ሙሉ ፊልም በግጥም ቑዋንቁዋ ይስሙ!

  • 4.59 meru 🍽 kkk

  • ጋል ኣደይ ዘይፈልጦ ረኪቡ 🤣

  • Injera with forks, what a confused 50 years old teenager.

    • Kkkkkkk

    • I think 🤔 she was using it for the salad only buy otherwise you are tight it doesn't make sense

  • መሪ ሃይላይ ኣፍቅራ Hahhhhhh

  • መርሓባ ሓላላት የሕዋተይ ነዛ ቻነለይ ሳብስክራየብ ከትገብሩለይ በፈቅሪ የሓተኩም ኣለኹ የሕዋተይ መዓረይ 🙏❤❤❤

  • AEY SENAY ZEYKONELKA ( WEWENCHARATEN ) YBEXHAKA 😏😏😏😏 NAY ( ELSA MACHELO ) TEBELKAS HEJI KEA KABA ZEGEDEDET

  • pleas thaxrena ala bejakummm 40 dekik gberulna

  • 🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤☂️

  • Good job

  • welcome deki erey

  • ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️