New Eritrean Film 2021//ይሓልፈለይ'ዶ 27 ክፋል (Yhalfeley do part 27) by brhane kflu (burno)

Publisert 12. jan.. 2021
nolong.info/show/n7ism297bLGYiXk/video.html
nolong.info/show/driBh6KddsGPemw/video.html#EritreanMovie #EritreanFilm #EritreanMusic #EtitreanComedy #tigrinamusic #tigrinaComedy #ትግርኛኮሜዲ
This channel mainly focused on Entertainment Contents of Comedy,Video clips,Lyrics,tales and series Movies,
cultural contents in the form of discussions,Drama ,songs and video clips ,and historical contents in the form of tale and videos
Copy right : Eri One Touch Entertainment - any unauthorized use,copying or distribution is strickly prohibited.
© ነዚ ቪድዮ ካብዚ ኣውሪድካ( download) ጌርካ ምዝጋሕ ንስነ ጥበባዊ ኣዝዩ ጎዳኢ ስለ ዝኾነ download ካብ ምግናር ንቆጠብ ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት
ኣብዚ ቻነል ኣቲኹም ሳብስክራይብ (subscribe) ብምግባር ደገፍ ንስነጥበባዊ ስርሓት ሃገርና ሃቡ።
#subscribe
#like
#share
#comment
nolong.info/show/n7ism297bLGYiXk/video.html

Kommentarer

  • ምስቲ ዘሎ ኩነታትን ቀረባትን ,ጽቡቕ ታሪኽ ዘለዋ ፊልም ኢያ, ግን ንዓብለሎም ኣቡኡ ኣቡኡ ክመስል ኣይካኣለን, ምንኣስ ሓው መሲሉ ጭሕሚ ገለ ሜክኣፕ ክግበሮሉ ኔሩዎ ይብል

  • 🇪🇷❤🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • ደራሲን ተዋሳእትን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አቃልቦና ሰሪቅኩምና

  • እስኪ ሽደን ምስ ዝናብ ክራኸብ ዝተሃወኸ ከምዚ ከማይ

  • nolong.info/show/p7Jihm55rceJgqs/video.html

  • በሃንቀውታ ንፅበየኩም ደቂ ኤረ

  • ኣቱም ሰባት ነዚ ዓብለሎም ዝብሃል ጽቡቕ ጌርኩም ሓዝዎ። ንብርሃነ (ብርኖ) ከይቀትሎ'ሞ እዛ ፊልም ከይትቋረጽ ክክክክ

  • Welcome deki erii

  • Merhaba Merhaba Merhaba

  • ሰላም ሰላም ሰላም ድቅ ዛ ጭዋታት ህዝበይ ብምቅጻል ደራስን ተዋሳእትን ኣዚኩም ክትነኣዱ ዝግበእኩም ኢዩ ካብዚ ቀጺለ ክብል ዝደሊ ንኽይ ትሓጽር ዝናብ እቲ ምስጢር እንተ ዝዕቆር ሳምሪ ብእእ ገይራ እንተ ትስወር ገነት ከማን ክትስወር ከም ዘለዋ ሽደን ናብታ ቀደሙ እዳ ኣስተማሰለ እዳ ተገፍዕ ኣብ ናይ ትካል እዳ ሰርሕ እንተ ትከውን እታ ፊልሚ ክትነውሕ ትኽእል?

  • Powwww.kebdey beliatni eza huruyas.zektam mara eu zedengsteni

  • Welcome

  • Nice job keep going on

  • ኣጎር 😏😏

  • SEREAKI DSTI eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • SEREAKI DSTI eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • SEREAKI DSTI eritrean and bed

  • SEREAKI DSTI eritrean

  • SEREAKI DSTI

  • SEREAKI DSTI

  • Eza abza film zela derfi ba pls bnxl zerghwa.

  • Nfuat ajekum belu

  • ኣቢዚ ዝፁሉል ዝመስል ወዲ ኢኒአ መልእክቲ

  • አንዳጠዓመ ከደ ሕጂ

  • Mngar yhsheki zimam haftna

  • 🥰🥰🥰❤❤❤

  • Blxti film hagerna enqae natna konkum

  • ዋው ገለ ዓይነት ቀጽልዎ ደቂ ኤሪ😘

  • ኣቱም ሰባት ኣጓር ዝብል ግዜ የቃፅለልና ኣሎ

  • እንቓዕ ብድሓን መጻኩም

  • eza film zfetu especially shdeney zefkr

  • ብጣዕሚ ጹቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ።ዳሃይ ገሬየ እሙን እምበር ጠፊኣትና ዝፈትዋን ዝካታተላን ዝነበረኩ ፊሊም።

  • ማማ ዘይነብ ፍትው ኣቢለየን ኣነስ፣ ወረጃ ናይ ብሓቂ ደስ ይብላኻ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን

  • Shedon zefatu like xeqatu

  • Betsam tsebekti movie Belatseti eya Yehalfaley do Ezas kolay eay temlekateni eya Egzabehir edeman teanan yehabekum deki eri shekorinatatttt

  • ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👌

  • Wrwewwe

  • WOW!!! እዛ ፊልም ማራ እንዳፈተኹዋ ከይደ። ብፍላይ ዝናብ ነቲ ዝተዋሃበኪ ገጸ ባህርያት ኣማን ብኣማን ተላቢስኪዮ ኢኺ። ከምኡ'ውን ብጣዕሚ ሽኮሪና ኢኺ።

  • ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ Xebqetay serhi 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • Shashu dea haka endya kitchkn deyweledet koyna

  • ewey enamkerte do keyed

  • Enku beslam mexakum nice

  • ጉዳይ ናይ ትግራይ ሻሓነና ከ

  • Mstir Hayal yu

  • Welcome deqi ere shekokurr

  • Welcome

  • Thank.s

  • Ne shdene zifetu like

  • Aseyyyy muqurayeyyhy

  • ሽደን ብዘይ ምማትካ ብጣዕሚ ተሓጊሰ

  • እዋይ እዛ ፊልምኳ ገለ ዓይነት እያ እብቲ ዝመጽእ ሰሙን ከምዚ ክከዉንዩ ኢልካ ክትግምቶ ዘይትክእል ፊልም እያ ናይብሓቂ ደራሲ አድኒቀካ 👍👍👍

  • Hhhred

  • ብጣዕሚ ልብካ ዝትንክፍ ዛንታ መመሊሳ ከብድካ ትበልዕ ፊልም ሰሙን ክንጽበ ነዊሑና ድሃይ ናይ ሳምሪ ኣሻቂሉኒ

  • Anta ya ab mood keleku ooyyyyyyyyyyyy

  • Btaemi azya zmesetetini film ms bluxaht arts ,miss you deki eri

  • Like it

  • nolong.info/show/c92Xj4mtk7tnhqc/video.html

  • Ane ms ane eye zkeyd Abay zereba kemaka zmosluwo yelen bhaqi

  • nolong.info/show/h5mebqV8oqWFhZs/video.html ሰላም ኣሕዋት ሩሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን እዳተተምነኩ፣ ኣብዛ ሊንክ ብመታው ተኻፈልቲ መደበይ ክትኮኑን ክትድግፉንን ብትሕትና አምሕጸን። plz don`t forget Subscribe.

  • Yema kemi sema ( yemayey)🥰❤❤❤❤❤ yema habibitiii 🥰❤❤❤

  • Shideney kabzi tegstka mqeleni

  • ኣቤት ፊልሚ መጻጺኣ

  • ኣሰይ እንዳ ሽደን እንቃእ ብሰላም መጻኩሙ የህዋት

  • 👍 gud

  • Bhaki enda mekere zkeyd bteami mharit brhane kflu kexlo

  • 🇪🇷👏🤗💐♥️

  • እዛ አብ ጠልጠል ምግዳፍ ዘይትገድፉና 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • ፍልሚ ዝወጻ የለን መቀረታ እና ዛየደ ከይዱ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ክሳብ መፈጸምታ ክንከታተላ ድማ ተስፋይገብር። ሕጂ ግና ከምቲ ንተሓባበረኩም ዘለና ክትተሓባበሩና ደልየ ካብ ዓቀን ንላዕሊ ስለ ዝፈተናያ ኢየ ሰሙን ሲ ነዊሕና ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ክትሰዱልና ምክንያቱ ተሃዊክና ሰሙን ሲ ብጣዕሚ ነዊሑ። ከምዚ ናተይ ትብሉ ክላትና ላይክ ንግበር ብድሕሪኡ ስ ኣይጭክኑልናን እባ ይከኑ።

  • Well come deqi eri shkor Amlak beayni mhertu ytemetna Amen Amen Amen Happy New year and merry Christmas 🇪🇷💯❤️🇪🇷💯❤️🇪🇷💯❤️

  • CULUCUM EMO CEM HAILE ASCALE DO ETELEWETEE ALO / NSU DO YU ????

  • encae bdahan mexakum

  • Enkae bselam mexaekumna bselam temelesuna

  • ኣብ ምውድኣ እምበር መሊሳ መቂራ ደራሲ ብጣዕሚ ንፉዕ ወላ ተዋሳእቲ ሽደን ተስፋ ይገብር ምስ ዝናብ ተራኺብኩም ምውቅ ፍቅርኹም ከተስተማቅሩ ክክክክክክ

  • 😢❤❤❤💋👄💘💞😰😢😂

  • 24 daqiq haxira samun endatxabans qurub waskulna ❤❤❤❤

  • Wow kea mekeret eza film ...Eski Zinabn Shidenn ab part 28 kirakebu zideli kemzikemay gichewni

  • Betaemy xbiqty film eya gn bejakum kurub gize tetenwhwa bejakum

  • ዋዉዉዉዉ ደኪ እሪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • Mar

    • 1 wa auuuuhhhhhhhhhhhhhhhhhhhuuuuuuhhhhhhhhh

  • nolong.info/show/Z9SRh5qVmaOjbIE/video.html

  • Kemza movie Segae no heji kal amlak zmeher kotac kolu ngera amena blexti yamo kexlewo deki erey halalat

  • Hi my family Happy new year all of the country Eritrea 🇪🇷🎄🎄🎄🎁🎁🎁

  • Ufffffffff klifkumna ko gizeye mara haxiru

  • ወይ ምስጢር ለካ ገመድ የትያ ክትሓንቃ ዝሓሰበትን ፡ዘይጋላ ኮይና ኢያ ፡ካብ ማህጸንካ ዘይወጸ ኩሉ ቀሊል ኢዩ፡ብዝኾነ ኣነ ኣድኒቀ ኣይጸግበኩምን ኢየ ደቂ ኤረይ ምቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡ካብ ኣርእስታ ኣቲሕዘ ምስ ፈተኹዋ በቃ ሽደን ምስ ሞተ እካ ቁሩብ ተሰሚዕና ነሩ ሕጂ ግን መልሻ መቂራ፡እቶም መስሊም ካኣ ከምዚኦም ስድራስ ይሃብካ ብጣዕሚ ንፉዓት።

  • እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እዚ ናይ ኣእምሮ ፀገም ዘለዎ ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ ግን ቃላቱ ፍልይ ዝበለ ብዙሕ ንማሃር ኣለና እወ ኣነ ዓርኪ የብለይ ኣነ ንኣነ ዓርካ እየ ስለምታይ ንነብሰይ ክጠልማ ስለዘይክእል።

  • እዛ ፊልሚ ኣዝያ መሃሪት እያ ንዘስተውዕል ፡ኣነ ዝብል እዞም ኩሎም ዝተጋገዩ ብጣዓሳ ሂወት ተሓጺቦም ዝናብ መከረኛን ሽደን ትዕግተኛን ተራኪቦም ናብ ሓዳሮም ክበጽሑ ይምነ። ኣጆኩም ጽቡቅ ስራሕ እዩ ዝስራሕ ዘሎ ቁሩብ ግን ሕጽረት ግዜ ኣሎ ኣንውሕ ኣብልዋ ኢኩም።

  • Aziena.eina.nedneqkum Ab.seata.teqrebulna. Belbei.nemsgenkum Edmenn.tenann.yehabkum

  • ንሽደን እተትቐትልዎ ስሚዕትና ምቐተልኩም ኔርኩም እጂ ግን ብዙሕ ዝልዓል ሕቶ ኣሎ ግን ኣብ መወድእታ ይኹነልና። ሰሰናዩ ኩቡራት ስነጥበባውያን ሃገርና።

  • እዋይ ፍልም ማለት መቀረት እዳ ወሰክት ከይዳ ከምዚ ከማይ ብሃንቆዉታ ክጽበያ ዝጸንሐ ላይክ ረጉጹ ይሕልርፍ ብዝተረፈ ኣብ ዘለኩሞ ሰላም ጥዕና ን ይምነየልኩም ኣብ ትረግጸዎ ለምለም ይኩነልኩም ደቂ ኤረይ ቆናጁ

  • Well come back good work

  • welcome deqi eri shkorinatat ❤️nolong.info/window/tH5Cj4zEhl0gxOCyAgSd0A ኩቡራት ኣሕዋት ኣብዚኣ ካኣ ተዛወሩ ኣብ ቻነለይ ክንክን ናይ ቆርበትናን ጨጉርናን ከምኡ’ውን ናይ መግቢን ካልእን ዘርኢ ፕሮግራማት ሒዘ መጽየ ኣለኹ 👌ብደሓን ምጹ ❤️

  • ኣወይ ቅልጥፉ ኢልኩም ኣውርዱልና

  • ዝኸበርካ ደራሲ ናይዛ ፊልም ኣዚና ነመስግነኩም ስሚዕትና ብዘይ ምቕታልኩም!!!

  • Brhane (Bruno) Bruno Fernandes eko koynu Kemem abzihkala teltel abilkana lbna

  • Selam selam deqi abyti abe zea channel subscribe ketgubrlna nemhaxen Bekebrtkum hadas sele zeuknet film comedy kenzrghala sele zukna subscribe yedlna alo kulu gezey wel-eri yekun merxana deqi erey rikma aey tehalfu 100k subscribe yedlna alo

  • Eway genzeb resah seb yetafie alo wey shgr

  • ሽደን ንዝናብ ይረክባ ዲ ይከውን ከመይ ከመይ እዩ ወደይ እዚ ዓለም ስሳዕ ትርጉም የብሉን

  • ይሓልፈለይዶ ክፅበያ ፀኒሐ እንካዕ ድሓን መፃኹም ዛድራማስ ናመቀረት እምበር ከይዳ ኣጀኹም እስኪ

  • Ajkum deqi ery 👍🥰😘

  • Ane btaemi u zgermenizelo ezi nay lomi srah maletey Film adna teganniwo alekum kedem kinrie kelenas nay behaki zegatim neger u dsrah neru hji gna serahtena nay geza dyen welas office ayrdeanin btaemi ayteganiniwo kab dergi kemzi aynet shiftnet ember abzi gize kemzi yelen please please tesremula