Waka TM

Waka TM Waka TM

  • 30
  • 12 mill
Waka team channel belongs to different artist in different fields, who began their journey with a single step, to tell stories in a special way. Thanks for being part of us.

Video

35:29Waka.TM : New Eritrean Comedy 2020 (KemBano)
41:40New Eritrean Comedy 2020 (Lili 3) by Senayt Hagos

Kommentarer

  • Well Come deqi erey 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌷🌷🌷🌷

  • Tetaaa Abe sawa nay xeret keleka Terawe ika nerka ata terewww kkkk

  • Yaselam. ❤️❤️❤️❤️🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷

  • 🇪🇷🙏🏽🇪🇷👍🏾🇪🇷💯👍🏾🇪🇷👍🏾🇪🇷😘

  • 🇪🇷💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞 ን ህዝበ ክርስትያን ርሑስ በዓል ዳግማይ ትንሳኤ ይግበረልና ከሙኡዉን ን ኣመንቲ እስልምና ከኣ ረመዳን ከሪም ይግበረልኩም🇪🇷 ✝️☪️🇪🇷

  • Cool

  • ተተ ኣስሊ

  • ሩዱ ኣስሊ

  • مرحبا بك يا غالي ربنا يحفظك حبيبي انا ✌️🇪🇷👍💗🏆

  • Wellcome Ridu TETE bro Bravo Kexilo Bertieee kabaka buzuh Ena nimehar Zelena Thanks bro ✌️🇪🇷👍💗🏆

  • እታ ዝበለጸት አክተር ማክዳ ያ ኣነ ስቱድዮ እንተዝህልወኒ ንማክዳ ኣብ ስቱድዮ ዓጽየ ክትስሕቕ እንከላ ምመላእኩዋ እሞ ነዞም ኩሎም ብጭንቀትን ብብስጭት ሂወቶም ዝመርሑ ሰባት ከም መድሃኒት ምዓደልኩዎም ምክንያቱ ናይ ማክዳ ስሓቕ መድሃኒት ስለዝኾነ:: መቸም በዓል ቤታ ተዓዲሉ ኢሉ:: ኩሉ ሰብ ከም ማክዳ ሕጉስ እንተዝኸውን ሕማም የለ ገለ የለ ምኾነ እሞ በጃኹም ክትስሕቑ ፈትኑ ወይ ናይ ማክዳ ስሓቕ ኣብ ናይ ሞባይልኩም መጸውዒ ግበርዎ:: መቸም ንሰብ ቢዝነስ ሓሳብ ኣካፊለኩም ኣለኹ:: ንማክዳ ኣብ ስቱድዮ የእቲኹም ምልኡዋ:: ማክዳ ንስኺ ናይ ሓጎስ ኣብነት ኢኺ ነዘን ማዕቢልና ኢለን ፌክ ዝኾነ ስሓቕ ዝስሕቃ ከኣ ዓባይ ናይ ባህርያዊ ስሓቕ ኣብነት ኢኺ እሞ ብኣኺ ሕጉሳት ኢና ::

  • Henok hawey anesa ajeko tiray kirub mimiariray tiray eyu zediliyeka Zelo

  • ሄለን ዝሓለፈ ሰሙን ኣብቲ እንዳ ዝማም ዝነበረት ቪድዮ ብዛዕባ ስሓቕ ናይ ማክዳ ርእይቶ ሕበ ነይረ ሕጂ እውን ክደግሞ:: ስሓቕ ናይ ማክዳ (helen) እቲ ሓቀኛ ስሓቕ እዩ ኣብ ስሓቓ ቅንዕና ኣሎ ናይ ባሓቂ ባህራያውነት ዘለዎ እዩ:: ሄለን ፌክ ኮይና ኣይትኽእሎን እያ ነዚ ባህራውነት ግን ክትዕቅቦ ኣለዋ:: ኣዚና ንፈትወኪ ኢና እሞ ቀጽልዮ

  • Natna human hair ሓመድኩም ዕደ ናይ ኣጎር እንተበልናስ ናትኩም ከኣ መጺኡ

  • ኣጆኻ በርቲእ ዋሪ ጉድ ጆፕ

  • Well Come Redu ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • Welcam xubukat

  • ኣንፈቱ ዝሰሓተ interview: ንዘዝሃበቶ መልሲ ንመስሓቕ ኢልካ ብኣሉታ ምምላስ ጌጋ እዩ:ኣብ ክንዲ ጽቡቓ ኣድንቕካ ኣጉሊሕካ ከምቲ ንዳዊት በጊዕ ገዚእካ ሰናይ ዘርኣኻና ከመሓላልፎ ኔርካ ደስ ዘይብል interview::

  • Henoka arkey akerariba medebka kab kulu seb filey zibelle, keep it up bro! Elal ab real life mikuana kea keg alewo, jemea kea like, share, subscribe aytiresiu.

  • ቅልል ብዝበለ ዕላል: ጽቡቅ ኩርናዕ እዩ ሆኔጋ: ኣምላኽ ይሓግዝ::

  • Tete malet

  • Dawit dyou wala tramp prezent amerika ghaf

  • ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👌👌👌❤👍

  • ተተ ተፈታዊ ሩሑስ ፋሲካ ምስ ዒድ ኣል ፈጥር ይግበረልካ 🙏

  • ከፊ ኣለኩም

  • ዋይ እኒአኩም ዕላል ድዩ እዙይ

  • RUHUS TNSAE SHIGURTISTA

  • Eziom ina nhna 1962 im zbele ytehagom ezom ab sdet awraja do haymanot endabelkum sebat tfelalyu eziu fqrna rhus beal fasiga and id mebruk🥰🥰❤

  • Kkkkk aytsanu

  • RUHUA TNSAE

  • አታ ኣቦይ ድያ ኢላ 😂😂😂😂😂😂ዕላልኩም ክጥዕም ደቂ ኤሪ ሙቁራት

  • ሙዚኛታት ብጣዕሚ ንፉዓት .... ካብታ ኢንተርቪው ናቶም ትሓይሽ any way ርሑስ ቕንያት በዓል

  • ahlen redu mehimami

  • ናይ ብሓቂ ንፉዓት ሙዚቐኛታት ፡ ድምጻውያንን ፡ ብፍላይ ናይ ሓጎስ ብማይኖር ክትጻወትዎ ምፍታምኩም ናይ ብሓቂ ለውጢ ኮይኑኒ ደስ ዝብል ኢዩ ፡ ኣብታ ናይ ሱዳን ግን ሻምብቆ ቁሩብ ትበዝሕ ኔራ ምስቲ በገና ክትበራረ ኔርዋ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ ብዝኾነ ንፉዓት ቀጽልዎ ።

  • ረድዋን ከፍ ኣለዎ , he is open channel with out sensur

  • Eta mewedata zela derfii ba sdedulna n beyna

  • ሪዱ ሓቢቢ ተሌፎንካ ባ ስደድለይ መሕመም ወዲ ኩሉ ዓማኣንቱም ብኬር ዓድ ሙባረክ

  • Heni shkor btami ika mdrek mmrah tkilo and atahatattaka wwwww

  • 😂😂❤️❤️

  • Warie hawey, Aya Layne Abzi natka Chanel Aqrbo,

  • wow i love the music thanks henoka

  • Good job guys ብቅልል ዝበለ ኣገባብ ብፈስቡክ ፔጅ መሰጅ ወይ መልእኽቲ እንተ መጺና ኣብ ስራሕ ክንጸኒሕ ስለ ንኽእል ኣውቶማቲክ ክንምልሰሎም ንኽእል ኢና ነዛ ቪድዮ ተዓዘብዎ። nolong.info/show/nd1jn6KpZ6qMoo0/video.html

  • abxlmi zella mfhsaww moyteee henoka shikor

  • ተተ ሎቕማጽ ጾም ረሲዕካ ኣብ እንዳ ዝማም ኮሚደረ ኣኮሊስካ ዑስማን ንስኻ ውን ቀጺልካያ በሊዕካ ረሲዕካዮ ዲኻ ክክክክክ

  • Welcom Redu(TETE) Romedan kerim

  • ዋሪ ምስ ተተ ❤️❤️

  • رضوان حبيب الشعب

  • Bela zom dqyy

  • Tete wedi yeak

  • ክክክ ሪዱ ሽኮር መማህርቲ ነበር ሄኖኮይ ሽኮር ቤላ ሽቁል ክክክ ኣዛናጊዕኩምና ካብ መጅመርታ ክስብ መወዳኣታ ሲሕቅና 😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷✌✌✌✌🇪🇷

  • ሮዲ ናተይ

  • Tete shikor ❤️❤️❤️

  • Ok መደብካ ጹቡቅ ኔሩ ግን ናይ ሓጎስ ብርሃነ ዝደገመ ደርፊ ኣባላሺዋ ጥዑም ደርፊ ኣይተበላሽዉ በጃኹም

  • Rehus beal ygberelna deki jeganu

  • Redey shkorrr

  • ታይ ዪ ንታ ዝወድስ ማጫ ዘይብሉ

  • ሄኖክ ዋሪ እዛ ሽም ናይሸውካ አይትምጥነካን እያ ኤርትራውነት ርእሲ ሐበሻ እዩ ፕሊስ ዝጥዕመካ እንተኮይኑ ሮያል ኤርትራውነት ክቡር መንነት ተትኮነልካስ ደስ ምበለኒ ምስናይ ይቅሬትኡ 🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • welcome Redu

  • Azengayo hade malti

  • Asey des ktblu mara xbuk medeb kexlwo ekum hienok hawey

  • Semhry. Mikerty. Eidma. Teanan. Yihbky

  • ራድዋን ፉቱ ሰብ ኣዝያ ኢየ ዝፍትወካ

  • 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • Tay da redwan msaka dika hazilkayo tkeyd ab kulu msaka. Weysi arkika eiu koynu

  • Haaha

  • ሰምሃር ካብተን ዝፈትዋ ተዋሳኢት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • Well come guys

  • Teta wawww nic pic 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • ንፉዓት ደረፍቲ💞💞

  • Tete the great welcome jubue wedi annes kitsihik keleka kef aleka❤🇪🇷🇪🇷

  • ተተ ቁኑዕ ሰብ😁😁

  • Heniye shikornata ekum bhaqi deki Eri muqurtea ftret Nice GBU ❤🇪🇷❤🇪🇷❤👈

  • Waww kab kulu ezia derfi kief alewa

  • እዋይይይይ ክፊተውኻ ሳሐቅ ይግበረልና። ግዝየኽም የጸብቀልኩም ናይ ሰራሕ ቅሳነት ብልጺግና ግዜ ይግበረልኩም ዓይኒ አባይኩም ይደፈን። ደቂ ኤሬይይይይይይ ማዓረይይይይይ 🇪🇷❤️🙏🏾🇪🇷❤️🙏🏾🇪🇷❤️🙏🏾

  • Akilwa beka eziea eya eta elal

  • ረድዋን ምስ ተተ እንቋዕ ብሰላም መጻእካ ሮሞዳን ከሪም ንኩሉኩም ኣመንት ምስልምና ይግበረልኩም።

  • Heniye gazetena kun comedy gele gdefo ayexebkelkan eyu gazetena Gn perfekt 🥰🥰 Heni beal sixpack 😂❤️ 😂 kef alekum mukurat

  • Afena show mbal aymehashekumn

  • ከይቀረስኩ እንተ በሊዐያ ክኣ ኣይትሓዘለይ 😂😂 ተተ መቅሰን

  • ብጣዕሚ፡ንፉዕ፡ረድዋን፡በርትዕ፡ቀጽሎ።